userሕግታት መርበብ ሓበሬታ ንተጠቀምቲ።
pic rules
እዚ ክልኩል እዩ፤
ሕግታት እንተዘይተኸቲልካ እዚ ክኸውን እዩ፤
ሓደ ሰብ ብናይ ብሕቲ መልእኽቲ እንተ ኣበሳጭዩካኸ፧
ምስ ሓደ ሰብ ባእሲ ነይሩኒ። እቶም ኣካየድቲ ንዓይ እምበር ነቲ ካልእ ሰብ ኣይቀጽዑንን። ፍትሓዊ ኣይኮነን!
ኣካየድቲ እውን ሰባት እዮም። ክጋገዩ ይኽእሉ እዮም።
ናብቲ ናይ ምምራሕ ጉጅለ መጠንቀቕታ ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም።
ሕጊ ሰናይ ኣካይዳ።