forumመድረኽ
እንታይ እዩ?
እቲ መድረኽ ብዙሓት ተጠቀምቲ ዋላ ኣብ ሓደ እዋን እንተዘይተኣሳሰሩ ብሓባር ዝዛረቡሉ ቦታ እዩ። ኣብ መድረኽ ትጽሕፎ ኩሉ ንህዝቢ ዝረአ ኮይኑ፡ ዝኾነ ሰብ ከንብቦ ይኽእል እዩ። ስለዚ ውልቃዊ ሓበሬታኻ ከይትጽሕፍ ተጠንቀቕ። እቶም መልእኽትታት ኣብቲ ሰርቨር ስለዝተቐድሑ ዝኾነ ሰብ ክሳተፍ ይኽእል እዩ፣ ኣብ ዝኾነ እዋን።
መድረኽ ኣብ ምድብ ይውደብ። ነፍሲ ወከፍ ምድብ ኣርእስታት ዝሓዘ እዩ። ነፍሲ ወከፍ ኣርእስቲ ካብ ሓያሎ ተጠቀምቲ ዝመጹ ሓያሎ መልእኽትታት ዝሓዘ ዕላል እዩ።
ከመይ ጌርና ንጥቀመሉ?
እቲ መድረኽ ቀንዲ ዝርዝር ብምጥቃም ክትበጽሖ ትኽእል ኢኻ።
ኣብ መስኮት መድረኽ 4 ክፍልታት ኣለዉ።