privchatቅጽበታዊ መልእኽቲ ምልውዋጥ
እንታይ እዩ?
ቅጽበታዊ መልእኽቲ ኣብ መንጎኻን ኣብ መንጎ ካልእ ተጠቃሚን ዝመጽእ ናይ ብሕቲ መልእኽቲ እዩ። እዚ ዓይነት መልእኽቲ ኣብዚ ሕጂ እዋን ምስቲ ሰርቨር ዝተኣሳሰሩ ተጠቀምቲ ጥራይ ኢኻ ክትሰድድ እትኽእል፡ እቶም መልእኽትታት ድማ ኣይምዝገቡን። ቅጽበታዊ መልእኽትታት ብሕታዊ እዩ: ብኣኻን ብመዛረቢኻን ጥራይ እዩ ክርአ ዝኽእል።
ከመይ ጌርና ንጥቀመሉ?
ምስ ሓደ ተጠቃሚ መስኮት ቅጽበታዊ መልእኽቲ ንምኽፋት፡ ሳጓኡ ጠውቕ። ኣብቲ ዝርአ ዝርዝር፡ ምረጽtalk "ርክብ"፡ ሽዑprivchat "ቅጽበታዊ መልእኽቲ"።
መምርሒታት ከመይ ጌርካ ነቲ ናይ ቻት ፓነል ትጥቀመሉ ኣብዚ ኣሎ
ከመይ ጌርና ንብሎክ?
ዝኣትዉ ናይ ብሕቲ መልእኽትታት ክትቅበሎም እንተዘይደሊኻ ክትዓግቶም ትኽእል ኢኻ። ነዚ ንምግባር ድማ ነቲ ቀንዲ ዝርዝር ክፈቶ። ነቲ...settings ናይ ቅጥዕታት መጠወቒ። ድሕሪኡ " " ምረጽ።forbidden ዘይተሓተቱ መልእኽትታት >privchat ቅጽበታዊ መልእኽቲ" ኣብ ቀንዲ ዝርዝር።
ካብ ሓደ ፍሉይ ተጠቃሚ ዝመጽእ መልእኽቲ ክትዓግቶ እንተደሊኻ ሸለል በሎ። ንሓደ ተጠቃሚ ሸለል ንምባል፡ ሳጓኡ ጠውቕ። ኣብቲ ዝርአ ዝርዝር፡ ምረጽlist "ዝርዝራተይ"፡ እምበኣርuserlist iggy "+ ሸለል ምባል"።